ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ

94

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/ 23/ 2015 (ኢዜአ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ።

እቲ ካምፕ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ መምርሒ ሰራዊት፣ መንበሪ ሻለቃ መኮንናትን ኣብያተ ዕዮን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላን ካልኦት ጀነራል መኮንናትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ምርካቦም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም