ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ

367

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት /22/ 2015 (ኢዜአ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ።

እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ ጠመተ ዝገበረ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

እቲ መርሃ ግብሪ ብኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስ ኢትዮጵያን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።

ምሁራን እቲ ዓውዲን ማሕበረሰብ እቲ ዩንቨርስቲን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም