ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን

63

ኣዲስ ኣበባ / መጋቢት /22 / 2015 (ኢዜአ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ እምነትን ተረኺቦም፡፡

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እውን ኣብ መንበሪ ገዝአን ስነ-ስርዓት ኣፍጥር ምክያደን ይዝከር፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም