ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

623

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኢዜአ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እቲ ገንዘብ ካብ 2030 ክሳብ 2050 ዓ.ም.ፈ ዘድሊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ለውጢ ክሌማ ዝበፅሕ ዘሎ ቅልውላው ምክልኻል ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ኮሚሽን ካብ ኩሎም ኩርናዓት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣማራፅታት ሓይሊ ዝዝቲዩ መራሕቲ ዓለም ለኸ ጥምረት ኢዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም