መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ንሰለስተ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ምድረ ቀዳሞት ኢትዮጵያ እንኳዕ ብደሓን መፁ።
ዑደቶም ኣብ ሞንጎ ማሌዢያን ኢትዮጵያን እናዓበየ ዝመፀ ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዘርኢ እንትኸውን፤ ኣብ ጉዕዞ ብልፅግና ሃገርና እውን ኣብ ጠቓሚ እዋን ዝተገበረ ዑደት እዩ።