ብዓውዲ ግብርና ዝተጀመሩ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ልምዓት ብምጥንኻር ዕቤትን ብልፅግናን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ናይ ኩሉ ፃዕሪ ክሕወሶ ይግባእ-ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ

78

 

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 25/2015(ኢዜኣ) ብዓውዲ ግብርና ዝተጀመሩ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ልምዓት ብምጥንኻር ዕቤትን ብልፅግናን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ናይ ኩሉ ፃዕሪ ክሕወሶ ከምዝግባእ ሚኒስትር ልምዓትን ፕላንን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን።

ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና 29 ሚያዝያ 2015 / ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ነጎብነይቲ ክፍቲ ከምዝኾነ ዝዝከር እዩ።

ስለዝኾ እውን ክሳብ ሕዚ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ፣ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ተምሃሮ፣መምህራንን ካልኦትን ነቲ ኤግዚቢሽን እናገብነይዎ ይርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም