መበገሲኦም ካብ ጎረቤት ሃገር ሶማልያ ዝገበሩ ን ካብ ሕጊ ወፃኢ ዝአተው ልዕሊ 148 ብር ግምት ዘለዎም አቁሑት ኮነትሮባንድ አብ ትሕቲ ቅፅፅር ምውዓሎም ተገሊፁ።

74

አዲስ አበባ /ግንቦት 25/2015(ኢዜአ):-ኮሚሽን ጉምሩክ  መበገሲኦም ካብ ጎረቤት ሃገር ሶማልያ ዝገበሩ ን ካብ ሕጊ ወፃኢ ዝአተው ልዕሊ 148 ብር ግምት ዘለዎም አቁሑት ኮነትሮባንድ አብ ትሕቲ ቅፅፅር ምውዓሎም ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ ድሬድዋ አፍሊጡ

ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ አቅሑት ኮንትሮባንደ አልባሳት ኤሌክትሮኒስከ መለዋወጢ አቅሑት መኪና ን መገልገሊ አቁሑት ውሽጢ ገዛከምዝርከቡ ተገሊፁ

እቶም አቅሑት ዝተትሓዙ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝበፅሐ ጥቆማ ምከኑ ን አብ እዚ ወፍሪ ሰራዊት ምክልካል ሃገረ ፖሊስ ፌደራል ን ጉምሩክን ብዘካየድዎ ክትትል ምኩኑተረጋጊፁ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም