ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም - ኢዜአ ትግርኛ
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም
67
ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/24/ 2015 (ኢዜአ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾን(ዶ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብቲ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ተሳቲፎም።
“ካብ ቤተ ፈተነ ናብ ኣዝርእቲ” በዝብል መሪሕ ቃል ዝተዳለወ እቲ ኤግዚበሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ቅነ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይርአ ከምዘሎ ፀብፃባት ይሕብሩ።